ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

●○○ ናይ ፈለማ ምብጻሕ

ኣብ በዓል ዝኽሪ ዚግበር ወፈራ (3-31 መጋቢት)፦ ኣብ ሓደ ኣገዳሲ ፍጻመ ኽትእከብ ክንዕድመካ ደሊና። እዛ ወረቐት ዕድመ እዚኣ ንዓኻ እያ። ኣብ መላእ ዓለም ዚርከቡ ብሚልዮናት ዚቝጸሩ ሰባት፡ ቀዳም 31 መጋቢት ንሞት የሱስ ክርስቶስ ንምዝካር ኪእከቡ እዮም። እዛ ወረቐት ዕድመ እዚኣ፡ እቲ ኣኼባ ኣብ ከባቢና ዚግበረሉ ሰዓትን ቦታን ትሕብር እያ። ኣብታ ቕድሚኣ ዘላ ሰሙን ንዚቐርብ “የሱስ ክርስቶስ ብሓቂ መን እዩ” ዚብል መደረ ኽትሰምዕ እውን ንዕድመካ።

ንዚቕጽል (ተገዳስነት እንተ ደኣ ኣርእዩ)፦ የሱስ ስለምንታይ እዩ ሞይቱ፧

○●○ ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ

ሕቶ፦ የሱስ ስለምንታይ እዩ ሞይቱ፧

ጥቕሲ፦ ማቴ 20:28

ንዚቕጽል፦ እቲ በጃ እንታይ እዩ ዓሚሙ፧

○○● ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ

ሕቶ፦ እቲ በጃ እንታይ እዩ ዓሚሙ፧

ጥቕሲ፦ ሮሜ 6:23

ንዚቕጽል፦ ነቲ በጃ ዘሎና ሞሳ ኽንገልጽ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧