11-17 መጋቢት
ሮሜ 15-16
መዝሙር 33ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ተጻዋርነትን መጸናንዕን ንምርካብ ናብ የሆዋ ጠምት”፦ (10 ደቒቕ)
ሮሜ 15:4—መጸናንዒ ንምርካብ ቃል ኣምላኽ ኣንብብ (w17.07 14 ¶11)
ሮሜ 15:5—“ተጻዋርነትን መጸናንዕን” ምእንቲ ኺህበካ ንየሆዋ ለምኖ (w16.04 14 ¶5)
ሮሜ 15:13—የሆዋ ተስፋ ይህበና (w14 15/6 14 ¶11)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ሮሜ 15:1-16 (th መጽናዕቲ 10)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 3)
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ስገሮ። (th መጽናዕቲ 10)
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ስገሮ። (th መጽናዕቲ 11)