ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ሮሜ 15-16

ተጻዋርነትን መጸናንዕን ንምርካብ ናብ የሆዋ ጠምት

ተጻዋርነትን መጸናንዕን ንምርካብ ናብ የሆዋ ጠምት

15:4-7

ንሕና መጸናንዕን ተጻዋርነት ክንረክብ፡ የሆዋ ንዓና ዚሕግዘሉ ሓደ መገዲ ብቓሉ እዩ። ካብዞም ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጠቒሶም ዘለዉ ኣብነታት፡ እንታይ መጸናንዕን መተባብዕን ረኺብካ፧

  • ኖህ

  • ዮሴፍ

  • ዳዊት