ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

25-31 መጋቢት

1 ቈረንቶስ 4-6

25-31 መጋቢት
  • መዝሙር 123ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ሒደት ማይ ብሑቝ ንብዘሎ ብሑቝ የብኵዖ”፦ (10 ደቒቕ)

    • 1ቈረ 5:1, 2—እታ ኣብ ቈረንቶስ ዝነበረት ጉባኤ ንሓደ ዘይተነስሐ ኣባሲ ዕሽሽ በለቶ

    • 1ቈረ 5:5-8, 13—ጳውሎስ ነታ ጉባኤ ነቲ “ማይ ብሑቝ” ካብ ማእከላ ኸተርሕቖን ነቲ ኣባሲ ንሰይጣን ኣሕሊፋ ኽትህቦን ነገራ (it-2-E 230, 869-870)

    • 1ቈረ 5:9-11—እታ ጉባኤ ምስ ዘይንሳሕ ኣባሲ ኽትጽምበር የብላን (lvs 241፡ ተወሳኺ ሓበሬታ “ውገዳ”)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • 1ቈረ 4:9—ሰብኣውያን ኣገልገልቲ ኣምላኽ ንመላእኽቲ “ምርኢት” ዝዀኑ ብኸመይ እዮም፧ (w09 15/5 24 ¶16)

    • 1ቈረ 6:3—ጳውሎስ “ንመላእኽቲ ኸም እንፈርዶም” ኢሉ ኺጽሕፍ ከሎ እንታይ ማለቱ እዩ፧ (it-2-E 211)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) 1ቈረ 6:1-14 (th መጽናዕቲ 10)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ክርስትያናዊ ህይወት