ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | 1 ቈረንቶስ 4-6

“ሒደት ማይ ብሑቝ ንብዘሎ ብሑቝ የብኵዖ”

“ሒደት ማይ ብሑቝ ንብዘሎ ብሑቝ የብኵዖ”

5:1, 2, 5-11, 13

ብዙሕ ስቓይ ዜስዕብ ክነሱ ውገዳ ፍቕራዊ መሰናድዎ ኪኸውን ዚኽእል ብኸመይ እዩ፧

ውገዳ ፍቕራዊ መሰናድዎ ስለ ዝዀነ፡ . . .

  • እቲ ቕዱስ ስም የሆዋ ኸም ዚኽበር ይገብር።—1ጴጥ 1:15, 16

  • ነታ ጉባኤ ኻብ በካሊ ጽልዋታት የዕቝባ።—1ቈረ 5:6

  • ነቲ ኣባሲ ናብ ልቡ ኺምለስ ይሕግዞ።—እብ 12:11

እተወገደ ኣባል ንዘለዋ ክርስትያን ስድራ ቤት ደገፍ ክትገብረላ እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧