4-10 መጋቢት
ሮሜ 12-14
መዝሙር 106ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ንሕና ክርስትያናት ክንፋቐር ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧”፦ (10 ደቒቕ)
ሮሜ 12:10—ንክርስትያናት ብጾትካ ኣፍቅሮም (it-1-E 55)
ሮሜ 12:17-19—ምስ እትብደል፡ ሕነ ኣይትፍደ (w09 15/10 8 ¶3፣ w07 1/7 24-25 ¶12-13)
ሮሜ 12:20, 21—ንእከይ ብሰናይ ስዓሮ (w12 15/11 29 ¶13)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ሮሜ 12:1—እዛ ጥቕሲ እዚኣ እንታይ ማለት እያ፧ (lvs 76-77 ¶5-6)
ሮሜ 13:1—እቶም ላዕለዎት ሰበ ስልጣን “ብኣምላኽ ኣብ በቦታኦም እተሰርዑ” ብኸመይ እዮም፧ (w08 15/6 31 ¶4)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ሮሜ 13:1-14 (th መጽናዕቲ 10)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ኣብ ምንባብን ኣብ ምምሃርን ትጋህ፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ኣጠቓቕማ ሕቶታት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ፣ ድሕሪኡ፡ ነቲ ኣብ መጽናዕቲ 3 እታ ምምሃር እትብሃል ብሮሹር ዘሎ ሓሳባት ተመያየጥሉ።
መደረ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) w11 1/9 21-22—ፍረ ነገር፦ ግብሪ ኣብ ዘይቅዱስ ጽሑፋዊ ንጥፈታት ዚውዕል እኳ እንተ ዀነ፡ ክርስትያናት ግብሪ ኪኸፍሉ ዘለዎም ስለምንታይ እዮም፧ (th መጽናዕቲ 3)
ክርስትያናዊ ህይወት
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (15 ደቒቕ)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 10፡ “ዜሐጕስ ጕዕዞታት” ዘርእስታ ሳጹን
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 133ን ጸሎትን