ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ሮሜ 12-14

ንሕና ክርስትያናት ክንፋቐር ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧

ንሕና ክርስትያናት ክንፋቐር ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧

12:10, 17-21

ሓደ ሰብ ምስ ዚብድለና፡ ክርስትያናዊት ፍቕሪ፡ ሕነ ኻብ ምፍዳይ ክንቍጠብ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ካብኡ ንላዕሊ ኽንገብር ትድርኸና እያ። “ጸላኢኻ እንተ ጠምዩ፡ ኣብልዓዮ፣ እንተ ጸሚኡ፡ ኣስትዮ፣ ነዚ ብምግባርካስ፡ ጓህሪ ኣብ ርእሱ ኽትኵምር ኢኻ።” (ሮሜ 12:20) ንሓደ ዝበደለና ሰብ እነርእዮ ለውሃት፡ እቲ ሰብ ኣባና ንዝፈጸሞ ተግባር ከም ዚጥዓሰሉ ኺገብሮ ይኽእል እዩ።

ሓደ ብዘይፍላጥ ዝጐዳእካዮ ሰብ ብለውሃት እንተ ዚምልሰልካ፡ ከመይ ምተሰምዓካ