ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

●○○ ናይ ፈለማ ምብጻሕ

ሕቶ፦ ኣምላኽ ንደቂ ሰብ ዘለዎ ዕላማ እንታይ እዩ፧

ጥቕሲ፦ ዘፍ 1:28

ንዚቕጽል፦ ኣምላኽ ንደቂ ሰብ ዘለዎ ዕላማ ኸም ዚፍጽሞ ብኸመይ ንፈልጥ፧

○●○ ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ

ሕቶ፦ ኣምላኽ ንደቂ ሰብ ዘለዎ ዕላማ ኸም ዚፍጽሞ ብኸመይ ንፈልጥ፧

ጥቕሲ፦ ኢሳ 55:11

ንዚቕጽል፦ ኣምላኽ ዕላማኡ ኺፍጽም ከሎ፡ ህይወት እንታይ ኪመስል እዩ፧

○○● ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ

ሕቶ፦ ኣምላኽ ዕላማኡ ኺፍጽም ከሎ፡ ህይወት እንታይ ኪመስል እዩ፧

ጥቕሲ፦ መዝ 37:10, 11

ንዚቕጽል፦ ካብ ተስፋታት ኣምላኽ ምእንቲ ኽንጥቀም፡ እንታይ ክንገብር ኣሎና፧

ወፈራ ዕድመ በዓል ዝኽሪ (23 መጋቢት–19 ሚያዝያ)፦

ኣብ ሓደ ኣገዳሲ ፍጻመ ኽትእከብ ክንዕድመካ ደሊና። እዛ ወረቐት ዕድመ እዚኣ ንዓኻ እያ። ኣብ መላእ ዓለም ዚርከቡ ብሚልዮናት ዚቝጸሩ ሰባት፡ ዓርቢ 19 ሚያዝያ ንሞት የሱስ ክርስቶስ ንምዝካር ኪእከቡ እዮም። እዛ ወረቐት ዕድመ እዚኣ፡ እቲ ኣኼባ ኣብ ከባቢና ዚግበረሉ ሰዓትን ቦታን ትሕብር እያ። ኣብታ ቕድሚኣ ዘላ ሰሙን ንዚቐርብ፡ “ነቲ ናይ ሓቂ ህይወት ንምርካብ ተመጣጠሩ!” ዚብል መደረ ኽትሰምዕ እውን ንዕድመካ።

ንዚቕጽል (ተገዳስነት እንተ ደኣ ኣርእዩ)፦ የሱስ ስለምንታይ እዩ ሞይቱ፧