ኣብርሃም ብተኣዛዝነት ንይስሃቅ ናብ ምድሪ ሞርያ ይወስዶ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ መጋቢት 2020

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

ብዛዕባ የሱስ ክርስቶስን መስዋእቱን ዚገልጽ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

“ኣምላኽ ንኣብርሃም ፈተኖ”

የሆዋ ንኣብርሃም ወዱ ኺስዉኣሉ ዝሓተቶ ስለምንታይ እዩ፧

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ንይስሃቅ እትኸውን ሰበይቲ

ብኸመይ ኣገዳሲ ውሳነ ኸም እትገብር፡ ካብ ጊልያ ኣብርሃም እንታይ ክትምሃር ትኽእል፧

ክርስትያናዊ ህይወት

ንመን ክዕድም፧

ኣብ ዚመጽእ ዘሎ በዓል ዝኽሪ ሞት ክርስቶስ ክትዕድሞም እትኽእል ሰባት መን እዮም፧

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ኤሳው ብዅርናኡ ሸጠ

ከተማስወሉ ዘሎኻ ቕዱስ ነገራት እንታይ እዩ፧

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ያእቆብ ምርቓ ረኸበ

ያእቆብ ምርቓ ዝረኸበ ብኸመይ እዩ፧

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ያእቆብ ተመርዓወ

ዘይተሓስበ ፈተናታት እናኣጋጠመ ኽነሱ፡ ኣብ ሓዳርካ ዕዉት ክትከውን እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧

ክርስትያናዊ ህይወት

ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ንዓይነ ስዉራን ምምስካር

ነቶም ኣብ ክልና ዚርከቡ ዓይነ ስዉራን፡ ከም የሆዋ ሓልዮትን ፍቕርን ከነርእዮም እንኽእል ብኸመይ ኢና፧