ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

16-22 መጋቢት

ዘፍጥረት 25-26

16-22 መጋቢት

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ኤሳው ብዅርናኡ ሸጠ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘፍ 25:27, 28—እቶም ማናቱ ዝነበሩ ኤሳውን ያእቆብን እተፈላለየ ባህርያትን እተፈላለየ ድሌትን ነበሮም (it-1 1242)

    • ዘፍ 25:29, 30—ኤሳው ጥሜትን ድኻምን ኪቈጻጸሮ ፈቐደ

    • ዘፍ 25:31-34—እቲ መማሰዊ ዘይነበረ ኤሳው ብታህዋኽ ብዅርናኡ ብጸብሒ ንያእቆብ ሸጠሉ (w19.02 16 ¶11፣ it-1 835)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘፍ 25:31-34—እዚ ጸብጻብ እዚ፡ እቲ ናብ መሲሕ ዚመርሕ መስመር ምስ ብዅርና ኸም ዚተሓሓዝ ዘየረጋግጽ ስለምንታይ እዩ፧ (እብ 12:16w17.12 15 ¶5-7)

    • ዘፍ 26:7—ይስሃቅ ኣብዚ ኣጋጣሚ፡ ኵሉ እቲ ሓቂ ዘይተዛረበ ስለምንታይ እዩ፧ (it-2 245 ¶6)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ ኣምላኽ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘፍ 26:1-18 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ቐዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ፣ ድሕሪኡ፡ ንሰማዕቲ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦ እቲ ብዓል ቤት ነቲ ዝሓተትናዮ ሕቶ መልሱ ዘይፈልጦ እንተ ዀይኑ ኸይነሕፍሮ ኽንጥንቀቕ ዘሎና ብኸመይ ኢና፧ እቲ ኣስፋሒ ንማቴዎስ 20:28 ብዚግባእ ዝገለጻ ብኸመይ እዩ፧

  • ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 3)

  • ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ነታ ይምህረና እትብሃል መጽሓፍ ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 15)

ክርስትያናዊ ህይወት