ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘፍጥረት 25-26

ኤሳው ብዅርናኡ ሸጠ

ኤሳው ብዅርናኡ ሸጠ

25:27-34

ኤሳው ‘ንቕዱስ ነገራት ይንዕቕ’ ነይሩ። (እብ 12:16) በዚ ኸምዚ፡ ብዅርናኡ ሸጠ። ክልተ ኣረማውያን ኣንስቲ እውን ተመርዓወ።—ዘፍ 26:34, 35

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሐተታ፦ ‘ነዚ ዚስዕብ ቅዱስ ነገራት ኣጸቢቐ ኸም ዘማስወሉ ኸርኢ ዝኽእል ብኸመይ እየ፧’

  • ምስ የሆዋ ንዘሎኒ ርክብ

  • ንመንፈስ ቅዱስ

  • ነቲ ቕዱስ ስም የሆዋ ምጻር

  • ንኣገልግሎት ወፍሪ

  • ንክርስትያናዊ ኣኼባታት

  • ንሓዳር