2-8 መጋቢት
ዘፍጥረት 22-23
መዝሙር 89ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ኣምላኽ ንኣብርሃም ፈተኖ”፦ (10 ደቒቕ)
ዘፍ 22:1, 2—ኣምላኽ ንኣብርሃም ነቲ ፍቑር ወዱ ይስሃቅ ኪስውኣሉ ሓተቶ (w12 1/1 23 ¶4-6)
ዘፍ 22:9-12—ኣብርሃም ንወዱ ኸይስውኦ የሆዋ ኸልከሎ
ዘፍ 22:15-18—ኣብርሃም ስለ እተኣዘዘ፡ የሆዋ ኸም ዚባርኾ ቓል ኣተወሉ (w12 15/10 23 ¶6)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ዘፍ 22:5—ኣብርሃም ንይስሃቅ ኪስውኦ ሓሲቡ ኽነሱ፡ ንሱን ይስሃቅን ከም ዚምለሱ ንገላዉኡ ዝነገሮም ኣብ ምንታይ ተመስሪቱ እዩ፧ (w16.02 11 ¶13)
ዘፍ 22:12—እዛ ጥቕሲ እዚኣ የሆዋ ነቲ ኣቐዲምካ ናይ ምፍላጥ ክእለቱ መሪጹ ኸም ዚጥቀመሉ እትሕብረና ብኸመይ እያ፧ (it-1 853 ¶5-6)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ ኣምላኽ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘፍ 22:1-18 (th መጽናዕቲ 2)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ኣብ ምንባብን ኣብ ምምሃርን ትጋህ፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ እምነትካ ዜርኢ ኣዘራርባ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ፣ ድሕሪኡ፡ ነቲ ኣብ መጽናዕቲ 15 እታ ምምሃር እትብሃል ብሮሹር ዘሎ ሓሳባት ተመያየጡሉ።
መደረ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) w16.12 13-14 3—ፍረ ነገር፦ ኣብርሃም፡ ክርስቶስ ቅድሚ ሙማቱ ጻድቕ እተባህለ ብኸመይ እዩ፧ (th መጽናዕቲ 7)