ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘፍጥረት 22-23

“ኣምላኽ ንኣብርሃም ፈተኖ”

“ኣምላኽ ንኣብርሃም ፈተኖ”

22:1, 2, 9-12, 15-18

እቲ ኣብርሃም ንወዱ ይስሃቅ ኪስውኦ ኺዳሎ ኸሎ እተሰምዖ ስቓይ፡ የሆዋ ንወዱ የሱስ ክርስቶስ በጃ ገይሩ ኬቕርቦ ኸሎ ንእተሰምዖ ስቓይ ክንግምቶ ይሕግዘና እዩ። (ዮሃ 3:16) ከምቲ ኣብ ፍቕዲ 2 ተገሊጹ ዘሎ፡ ካብቲ የሆዋ እተሰምዖ ስምዒት እንታይ ክንምሃር ንኽእል፧

ፍቕሪ የሆዋ ብኸመይ ደሪኹካ፧1ቈረ 6:20፣ 1ዮሃ 4:11