ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

30 መጋቢት–5 ሚያዝያ

ዘፍጥረት 29-30

30 መጋቢት–5 ሚያዝያ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ያእቆብ ተመርዓወ”፦ (10 ደቒቕ)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘፍ 30:3—ራሄል ነቶም ካብ ያእቆብን ቢልሃን እተወልዱ ውልዳት ከም ደቃ ገይራ ዝቘጸረቶም ስለምንታይ እያ፧ (it-1 50)

    • ዘፍ 30:14, 15—ራሄል ምስ ሰብኣያ ንኽትድቅስ ዝነበራ ኣጋጣሚ ብፍረታት ማንድራጎራ ዝቐየረቶ ስለምንታይ ኪኸውን ይኽእል፧ (w04 15/1 28 ¶7)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ ኣምላኽ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘፍ 30:1-21 (th መጽናዕቲ 2)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 57

  • ኣብ ኣገልግሎት ክእለትካ ኣመሓይሽ—ንዓይነ ስዉራን ምምስካር”፦ (10 ደቒቕ) ብሓላው ኣገልግሎት ዚግበር ምይይጥ። ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተት፦ ንዓይነ ስዉራን ምሕጋዝ ኣገዳሲ ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧ ዓይነ ስዉራን ኣበይ ክንረኽቦም ንኽእል፧ ብኸመይ ክንቀርቦም ኣሎና፧ ዓይነ ስዉራን ብመንፈሳዊ መዳይ ዕቤት ምእንቲ ኺገብሩ ዚሕግዝ እንታይ ናውቲ ኣሎ፧

  • ውድባዊ ዕማማት፦ (5 ደቒቕ) ነታ ንመጋቢት እተዳለወት ውድባዊ ዕማማት ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 59

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

  • መዝሙር 51ን ጸሎትን