ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

9-15 መጋቢት

ዘፍጥረት 24

9-15 መጋቢት

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ንይስሃቅ እትኸውን ሰበይቲ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘፍ 24:2-4—ኣብርሃም ንይስሃቅ ሰበይቲ ምእንቲ ኼምጽኣሉ ንጊልያኡ ናብቶም ንየሆዋ ዜምልኹ ሰባት ለኣኾ (wp16.3 14 ¶3)

    • ዘፍ 24:11-15—እቲ ጊልያ ኣብርሃም ንርብቃ ኣብ ጥቓ ዒላ ረኸባ (wp16.3 14 ¶4)

    • ዘፍ 24:58, 67—ርብቃ ንይስሃቅ ክትምርዓዎ ተሰማምዐት (wp16.3 14 ¶6-7)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘፍ 24:19, 20—ኣብዘን ፍቕድታት እዚአን፡ ካብ ተግባራት ርብቃ እንታይ ክንምሃር ንኽእል፧ (wp16.3 12-13)

    • ዘፍ 24:65—ርብቃ ርእሳ እተጐልበበት ስለምንታይ እያ፧ ካብዚኸ እንታይ ንምሃር፧ (wp16.3 15 ¶3)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ ኣምላኽ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘፍ 24:1-21 (th መጽናዕቲ 2)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ ንሰማዕቲ ነዛ እትስዕብ ሕቶ ሕተቶም፦ እቲ ኣስፋሒ ንሕቶታት ጽቡቕ ገይሩ እተጠቕመሉ ብኸመይ እዩ፧ እቲ ኣስፋሒ እታ ብዓልቲ ቤት ብዛዕባ መንነት የሱስ ንዝሃበቶ ሓሳባት ምላሽ ዝሃበሉ ብኸመይ እዩ፧

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 1)

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ኣብ ክልኻ ልሙድ ንዝዀነ ሓደ ተቓውሞ ድማ ምላሽ ሃበሉ። (th መጽናዕቲ 12)

  • ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽሪ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። እቲ ብዓል ቤት ተገዳስነት የርኢ። ድሕሪኡ፡ ነታ ሞት የሱስ ዘክር ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋሊጥካ ተመያየጠላ።(th መጽናዕቲ 11)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 25

  • ቀዳም 14 መጋቢት ዚጅምር ወፈራ በዓል ዝኽሪ፦ (8 ደቒቕ) ምይይጥ። ንዅሎም ኣስፋሕቲ ሓሓንቲ ቕዳሕ ወረቐት ዕድመ በዓል ዝኽሪ ኸም ዚዕደል ግበር፣ ድሕሪኡ ነቲ ትሕዝቶኣ ተመያየጡሉ። ነታ ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባ ወልዓያን ተመያየጡላን። ክሊ እታ ጉባኤ ንምሽፋን እተገብረ ምድላዋት ድማ ግለጽ።

  • ንመን ክዕድም፧”፦ (7 ደቒቕ) ምይይጥ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 56

  • መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

  • መዝሙር 36ን ጸሎትን