ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘፍጥረት 24

ንይስሃቅ እትኸውን ሰበይቲ

ንይስሃቅ እትኸውን ሰበይቲ

24:2-4, 11-15, 58, 67

ጊልያ ኣብርሃም ንይስሃቅ እትኸውን ሰበይቲ ኺመርጽ ከሎ መምርሒ የሆዋ ደልዩ እዩ። (ዘፍ 24:42-44) ንሕና እውን ዓበይቲ ውሳነታት ቅድሚ ምግባርና መምርሒ የሆዋ ኽንደሊ ኣሎና። ብኸመይ፧

  • ብጸሎት

  • ቃል ኣምላኽን ክርስትያናዊ ጽሑፋትን ብምውካስ

  • ብመንፈሳዊ መዳይ ብሱላት ካብ ዝዀኑ ክርስትያናት ሓገዝ ብምድላይ