ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

●○○ ናይ ፈለማ ምብጻሕ

ሕቶ፦ የሱስ መን እዩ ነይሩ፧

ጥቕሲ፦ ማቴ 16:16

ንዚቕጽል፦ የሱስ ዝሞተ ስለምንታይ እዩ፧

○●○ ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ

ሕቶ፦ የሱስ ዝሞተ ስለምንታይ እዩ፧

ጥቕሲ፦ ማቴ 20:28

ንዚቕጽል፦ ንመስዋእታዊ በጃ የሱስ ዘሎና ሞሳ ኸነርኢ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

○○● ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ

ሕቶ፦ ንመስዋእታዊ በጃ የሱስ ዘሎና ሞሳ ኸነርኢ እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

ጥቕሲ፦ ዮሃ 17:3

ንዚቕጽል፦ ኣብ ኣኼባታት ናይ የሆዋ መሰኻኽር እንታይ እዩ ዚግበር፧

ወፈራ ዕድመ በዓል ዝኽሪ (14 መጋቢት–7 ሚያዝያ)፦

“ሚልዮናት ሰባት ናብ ዜኽብርዎ ሓደ ፍሉይ በዓል ክንዕድመካ ኢና መጺና። እዚ ድማ ሞት የሱስ ዚኽበረሉ በዓል እዩ።” ወረቐት ዕድመ ሃቦ። “እዛ ወረቐት ዕድመ እዚኣ፡ እቲ ኣኼባ ኣብ ከባቢና ዚግበረሉ ሰዓትን ቦታን ትሕብር እያ። ኣብታ ቕድሚኣ ዘላ ሰሙን ንዚቐርብ ፍሉይ መደረ መጺኻ ኽትሰምዕ እውን ንዕድመካ።”

ንዚቕጽል (ተገዳስነት እንተ ደኣ ኣርእዩ)፦ የሱስ ዝሞተ ስለምንታይ እዩ፧