ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

18-24 ሚያዝያ

እዮብ 28-32

18-24 ሚያዝያ
  • መዝሙር 17ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ g16.2 12-13—ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር። (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ g16.2 12-13—ንዚመጽእ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር። (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ bh 148 ¶8-9 (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 48

  • ካብቶም ንጽህናኦም ዝሓለዉ ሰባት ተምሃር (1ጴጥ 5:9)፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ሃሮልድ ኪንግ፦ ኣብ ቤት ማእሰርቲ እሙን ኰይኑ ጸንዐ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። (ናብ tv.pr418.com ኣቲኻ ኣብቲ ብእንግሊዝኛ ዚርከብ ኣብ ትሕቲ VIDEO ON DEMAND > INTERVIEWS AND EXPERIENCES ርአ።) ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ተመያየጠሉ፦ ሓውና ኪንግ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ኣብ ዝነበረሉ ግዜ መንፈሳውነቱ ዝዓቀበ ብኸመይ እዩ፧ መዝሙራት መንግስቲ ኣምላኽ ምዝማር ኣብ ህይወትና ንዜጋጥመና ኸቢድ ኵነታት ክንጻወሮ ዚሕግዘና ብኸመይ እዩ፧ ሓውና ኪንግ ተኣማንነቱ ብምሕላው ዝገደፎ ኣብነት እንታይ ክትገብር ደሪኹካ፧

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ lv ምዕ. 9 ሕ.ጽ. 1-12፡ “ብስነ-ምግባር ንጹህ ንምዃን ብርታዐ ምርካብ” ዘርእስታ ሳጹን (30 ደቒቕ)

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 54ን ጸሎትን