ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | እዮብ 28-32

እዮብ ንጽህና ብምሕላው ዝመጸ ብሉጽ ኣብነት ሓዲጉ

እዮብ ንጽህና ብምሕላው ዝመጸ ብሉጽ ኣብነት ሓዲጉ

እዮብ ንስነ ምግባራዊ ስርዓታት የሆዋ ኺስዕብ ቈሪጹ ነበረ

31:1

  • ንኣዒንቱ ብምቍጽጻር፡ ፍቕራዊ ቘላሕታኡ ኣብ ሰበይቱ ጥራይ ገበረ

እዮብ በቲ ንኻልኦት ዝሓዘሉ መገዲ ሰናይ ኣብነት ሓደገ

31:13-15

  • ትሑትን ፍትሓውን መሓርን እዩ ነይሩ። ማሕበራውን ቍጠባውን ደረጃኦም ብዘየገድስ ንዅሎም ሰባት ይሓልየሎም ነበረ

እዮብ ስሱዕ ዘይኰነስ ለጋስ እዩ ነይሩ

31:16-19

  • ንኻልኦት ይሕግዝን ንጽጉማት ይልግሰሎምን ነበረ