ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

25 ሚያዝያ–1 ግንቦት

እዮብ 33-37

25 ሚያዝያ–1 ግንቦት
  • መዝሙር 50ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ናይ ሓቂ ዓርኪ ሃናጺ ምኽሪ ይህብ”፦ (10 ደቒቕ)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • እዮብ 33:24, 25—እቲ ኤሊሁ ዝጠቐሶ “በጃ” እንታይ እዩ ነይሩ ኪኸውን ዚኽእል፧ (w11 1/4 23 ¶3-5)

    • እዮብ 34:36—እዮብ ክሳዕ ክንደይ እዩ ኺፍተን ነይርዎ፧ እዚኸ እንታይ እዩ ዚምህረና፧ (w94-E 15/11 17 ¶10)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ እዮብ 33:1-25 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባ ተጠቒምካ ወረቐት ዕድመ ኣኼባ ዞባ 2016 ዓድል። (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ fg ትምህርቲ 12 ¶4-5—ወረቐት ዕድመ ኣኼባ ዞባ ንእተቐበለ ሰብ፡ ብኸመይ ተመላሊስካ ምብጻሕ ከም ዚግበረሉ ዜርኢ መርኣያ ኣቕርብ። ንዚመጽእ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ከኣ ኣንብር። (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ jl ትምህርቲ 11—ነቲ ተምሃራይ ኣብ ዚመጽእ ኣኼባ ዞባ ኺመጽእ ኣተባብዓዮ። (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 25

  • መዘኻኸሪታት ኣኼባ ዞባ”፦ (8 ደቒቕ) መደረ። ነታ መዘኻኸሪታት ኣኼባ ዞባ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ኣብ ሰለስቲኡ መዓልቲ ምእንቲ ኺእከቡ መደባቶም ኬተዓራርዩ ንዅሎም ኣተባብዓዮም። ንወፈራ በዓል ዝኽሪ ተባሂሉ ኣብታ ጉባኤ ብዛዕባ እተገብረ ምድላዋት ግለጽ።

  • ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (7 ደቒቕ)

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ lv ምዕ. 9 ሕ.ጽ. 13-21፡ “ካብ ሕማቕ ልማድ ብኸመይ ክላቐቕ እኽእል፧” ዘርእስታ ሳጹን (30 ደቒቕ)

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 21ን ጸሎትን