ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

4-10 ሚያዝያ

እዮብ 16-20

4-10 ሚያዝያ
  • መዝሙር 50ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ሕያውነት ብዝመልኦ ቓላት ኣተባብዕን ኣበራትዕን”፦ (10 ደቒቕ)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • እዮብ 19:20—እዮብ “ብቘርበት ኣስናነይ ድማ አምልጥ ኣለኹ” ኺብል ከሎ እንታይ ማለቱ እዩ ነይሩ፧ (w06 15/3 15 ¶2፣ it-2-E 977 ¶1)

    • እዮብ 19:26—ወዲ ሰብ ንየሆዋ ኺርእዮ ዘይክእል ክነሱ፡ እዮብ ‘ንኣምላኽ ዚርእዮ’ ብኸመይ እዩ፧ (w94-E 15/11 19 ¶17)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ እዮብ 19:1-23 (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይዛ ወርሒ እዚኣ ኣቀራርባታት ተዳሎ፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነተን ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት ዜርእያ ቪድዮ ወልዓየን፡ ድሕሪኡ ነቲ ጕሉሕ ነጥብታት ተመያየጠሉ። ንኣስፋሕቲ ናይ ርእሶም ኣቀራርባ ኼዳልዉ ኣተባብዓዮም።

ክርስትያናዊ ህይወት