10-16 ሚያዝያ
ኤርምያስ 22-24
መዝሙር 36ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“‘ንየሆዋ ዚፈልጥ ልቢ’ ድዩ ዘሎካ፧”፦ (10 ደቒቕ)
ኤር 24:1-3—የሆዋ ንሰባት ምስ በለስ ኣነጻጸሮም (w13 15/3 8 ¶2)
ኤር 24:4-7—እቲ ጽቡቕ በለስ ነቶም ተቐባልን እዙዝን ልቢ ዝነበሮም ሰባት የመልክት (w13 15/3 8 ¶4)
ኤር 24:8-10—እቲ ሕማቕ በለስ ነቶም ዓለወኛን ዘይእዙዝን ልቢ ዝነበሮም ሰባት የመልክት (w13 15/3 8 ¶3)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ኤር 22:30—እዚ ኣዋጅ እዚ፡ የሱስ ክርስቶስ ኣብ ዝፋን ዳዊት ኪድይብ ንዘለዎ መሰል ዘየፍረሶ ስለምንታይ እዩ፧ (w07 15/3 10 ¶10)
ኤር 23:33—‘ጾር የሆዋ’ እንታይ እዩ፧ (w07 15/3 11 ¶1)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኤር 23:25-36
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) g17.2 ገበር—ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) g17.2 ገበር—ንዚመጽእ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) lv 5 ¶1-2—ብኸመይ ልቡ ኸም እትትንክፍ ኣርኢ።
ክርስትያናዊ ህይወት
“ንዘይንጡፍ ክርስትያን ከተተባብዕ ትኽእል ኢኻ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ንዘይንጡፋት ኣተባብዓዮም ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። (ቪድዮ ኣብ ትሕቲ ዚብል ክፋል፡ መጽሓፍ ቅዱስ ርአ።)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 12 ሕ.ጽ. 13-25፡ ክለሳ ምዕራፍ
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 122ን ጸሎትን