ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

17-23 ሚያዝያ

ኤርምያስ 25-28

17-23 ሚያዝያ
  • መዝሙር 73ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ከም ኤርምያስ ተባዕ ኩን”፦ (10 ደቒቕ)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ኤር 27:2, 3—መልእኽተኛታት ካብ እተፈላለያ ሃገራት ናብ የሩሳሌም ዝመጹ ስለምንታይ ኪኸውን ይኽእል፧ ኤርምያስከ ኣርዑታት ዜቕረበሎም ስለምንታይ እዩ፧ (jr 27 ¶21)

    • ኤር 28:11—ኤርምያስ፡ ሃናንያ ምስ ተቓወሞ ብምምዝዛን ምላሽ ዝሃበ ብኸመይ እዩ፧ ካብ ኣብነቱኸ እንታይ ንምሃር፧ (jr 187-188 ¶11-12)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኤር 27:12-22

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) T-36—ንተመላሊስካ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) T-36—ንዚመጽእ ምብጻሕ ዚኸውን መሰረት ኣንብር።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) lv 7 ¶4-5—ብኸመይ ልቡ ኸም እትትንክፍ ኣርኢ።

ክርስትያናዊ ህይወት