24-30 ሚያዝያ
ኤርምያስ 29-31
መዝሙር 27ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“የሆዋ ብዛዕባ ሓድሽ ኪዳን ተነበየ”፦ (10 ደቒቕ)
ኤር 31:31—ሓድሽ ኪዳን፡ ዘመናት ኣቐዲሙ እዩ ብትንቢት ተነጊሩ (it-1-E 524 ¶3-4፣ w14 15/10 14-16 ¶7, 8, 12)
ኤር 31:32, 33—እቲ ሓድሽ ኪዳን ካብ ሕጊ ሙሴ እተፈልየ እዩ (jr 173-174 ¶11-12)
ኤር 31:34—እቲ ሓድሽ ኪዳን ምሉእ ሕድገት ሓጢኣት ከም ዚርከብ ኣኽኣለ (jr 177 ¶18)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኤር 13:15-27
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ማቴ 6:10—ሓቂ ምሃር።
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኢሳ 9:6, 7፣ ራእ 16:14-16—ሓቂ ምሃር።
መደረ፦ (6 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) w14 15/12 21—ፍረ ነገር፦ ኤርምያስ፡ ራሄል ንደቃ ኸም ዝበኸየትሎም ኪገልጽ ከሎ እንታይ ማለቱ እዩ ነይሩ፧
ክርስትያናዊ ህይወት
መዘኻኸሪታት ኣኼባ ዞባ፦ (15 ደቒቕ) መደረ። ካብቲ ኣብ ናይ ሚያዝያ 2016 ደብተር ኣኼባ ህይወትን ኣገልግሎትን ዚርከብ፡ “መዘኻኸሪታት ኣኼባ ዞባ” ከምኡ እውን “ወፈራ ወረቐት ዕደመ ኣኼባ ዞባ” ዚብል ዓንቀጻት ምስዚ ዚኸይድ ነጥብታት ጥቐስ። ነታ መዘኻኸሪታት ኣኼባ ዞባ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ንወለዲ ኣብ ድሕሪት ገጽ እቲ ንኣሽቱ ደቆም ዚገብርዎ ባጅ ካርድ፡ ቍጽሪ ሞባይሎም ኪጽሕፉ ኣተባብዓዮም። ከምኡ ምግባር፡ እቶም ኣአንገድቲ ዝጠፍአ ቘልዓ ምስ ዚረኽቡ ንወለዱ ኺረኽብዎም ይሕግዞም። ን2017 ኣኼባ ዞባ ውዕዉዕ መንፈስ ከም ዜሕድሩ ግበር።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) ia ምዕ. 13 ሕ.ጽ. 13-25፡ ክለሳ ምዕራፍ
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 119ን ጸሎትን