ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኤርምያስ 29-31

የሆዋ ብዛዕባ ሓድሽ ኪዳን ተነበየ

የሆዋ ብዛዕባ ሓድሽ ኪዳን ተነበየ

የሆዋ፡ ሕጊ ሙሴ ብሓድሽ ኪዳን ከም ዚትካእን ዘለኣለማዊ ረብሓታት ከም ዚህልዎን ተነበየ

ሕጊ ሙሴ

 

ሓድሽ ኪዳን

የሆዋን ብስጋ እስራኤላውያንን

ተኻፈልቲ

የሆዋን መንፈሳውያን እስራኤላውያንን

ሙሴ

ማእከላይ

የሱስ ክርስቶስ

መስዋእቲ እንስሳታት

ሕጋዊ ዝዀነሉ

መስዋእቲ የሱስ

ጽላት እምኒ

እተጻሕፈ

ልቢ ሰባት