ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

3-9 ሚያዝያ

ኤርምያስ 17-21

3-9 ሚያዝያ
  • መዝሙር 88ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • የሆዋ ንኣተሓሳስባኻን ንኣካይዳኻን ኪቐርጾ ፍቐደሉ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ኤር 18:1-4—ሓደ ሰራሕ ካይላ ኣብ መሬት ስልጣን ኣለዎ (w99 1/4 22 ¶3)

    • ኤር 18:5-10—የሆዋ ኣብ ልዕሊ ደቂ ሰብ ስልጣን ኣለዎ (it-2-E 776 ¶4)

    • ኤር 18:11—የሆዋ ምእንቲ ኪቐርጸካ ጽቡቕ ምላሽ ሃብ (w99 1/4 22 ¶4-5)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ኤር 17:9—ጥልመት ልቢ ብኸመይ ኪንጸባረቕ ይኽእል፧ (w01 15/10 25 ¶13)

    • ኤር 20:7—የሆዋ ንኤርምያስ ዝበርትዖን ዘዐሸዎን ብኸመይ እዩ፧ (w07 15/3 9 ¶6)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ኤር 21:3-14

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይዚ ወርሒ እዚ ኣቀራርባታት ተዳሎ፦ (15 ደቒቕ) ኣብቲ “ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባታት” እተመስረተ ምይይጥ። ነተን ንመርኣዪ ዚኸውን ኣቀራርባ ዜርእያ ቪድዮታት ወልዓየን፣ ደድሕሪ ሓንቲ ቪድዮ ነቲ ጕሉሕ ነጥብታት ተመያየጡሉ። ንዅሎም ኣስፋሕቲ፡ ነታ መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ እያ፧ ዘርእስታ ትራክት እተቐበሉ ሰባት ተመላሊስካ ምብጻሕ ኪገብሩሎም ኣተባብዓዮም።

ክርስትያናዊ ህይወት