ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ማርቆስ 1–2

“ሓጢኣትካ ተሓዲጉልካ”

“ሓጢኣትካ ተሓዲጉልካ”

2:5-12

ካብዚ ተኣምር እዚ እንታይ ንምሃር፧

  • ሕማም ምስቲ ዝወረስናዮ ሓጢኣት ተተሓሒዙ ኣሎ

  • የሱስ፡ ሓጢኣት ኪሓድግ ስልጣን ኣለዎ፣ ንሕሙማት ኬሕዊ ኸኣ ሓይሊ ኣለዎ

  • ኣብ ትሕቲ መንግስቲ ኣምላኽ፡ የሱስ ንዘይፍጽምናን ንሕማምን ንዘለኣለም ኬወግዶ እዩ

ክሓምም ከለኹ፡ ማርቆስ 2:5-12 ንኽጻወር ክትሕግዘኒ እትኽእል ብኸመይ እያ፧