ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
●○○ ናይ ፈለማ ምብጻሕ
ሕቶ፦ ሓጐስ ዘለዎ ናብራ ንምንባር፡ ዜተኣማምን ምኽሪ ኻበይ ክንረክብ ንኽእል፧
ጥቕሲ፦ መዝ 1:1, 2
ንዚቕጽል፦ ፍቕሪ ገንዘብን ጥሪትን ኣብ ሓጐስና እንታይ ጽልዋ ኺህልዎ ይኽእል፧
○●○ ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ
ሕቶ፦ ፍቕሪ ገንዘብን ጥሪትን ኣብ ሓጐስና እንታይ ጽልዋ ኺህልዎ ይኽእል፧
ጥቕሲ፦ 1ጢሞ 6:9, 10
ንዚቕጽል፦ ኣወንታዊ ኣረኣእያ ምሓዝ እንታይ ጥቕሚ ኣለዎ፧
○○● ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ
ሕቶ፦ ኣወንታዊ ኣረኣእያ ምሓዝ እንታይ ጥቕሚ ኣለዎ፧
ጥቕሲ፦ ምሳ 17:22
ንዚቕጽል፦ ሓንቲ ስድራ ቤት ጸገማት እኳ እንተ ኣለዋ፡ ሕጕስቲ ኽትከውን እትኽእል ብኸመይ እያ፧