ንሓደ ሓድሽ ሰብ ናብ በዓል ዝኽሪ ይቕበልዎ

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ሚያዝያ 2019

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

ብዛዕባ ሞት የሱስ ክርስቶስ ዚገልጽ ንመርኣዪ ዚኸውን ተኸታታሊ ዝርርብ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ንጽል ምዃን ውህበት እዩ

ንጽል ዝዀኑ ክርስትያናት ንዅነታቶም ከመይ ገይሮም ብጥበብ ኪጥቀመሉ ይኽእሉ፧

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

የሆዋ እሙን እዩ

ፈተናታት ኬጋጥመና ኸሎ፡ የሆዋ መዋጽኦ ዚገብረልና፡ ነቲ ዜጋጥመና ፈተናታት ክንጻወሮ ብምድጋፍ እዩ።

ክርስትያናዊ ህይወት

ንበዓል ዝኽሪ ብኸመይ ክትዳሎ ኢኻ፧

ኵላትና ልብና ኸነዳሉ ኣሎና። ከምኡ ኽንገብር እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ኣምላኽ ‘ንዅሉ፡ ኵሉ ኪኸውን እዩ’

እቶም ንየሆዋ እሙናት ኰይኖም እተረኽቡ ዜሐጕስ መጻኢ ኣለዎም።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

የሆዋ—“ኣምላኽ ኵሉ ምጽንናዕ”

የሆዋ ንዝሓዘኑ ዜጸናንዓሉ ሓደ መገዲ፡ ብክርስትያናዊት ጉባኤ ኣቢሉ እዩ።

ክርስትያናዊ ህይወት

መለኮታዊ ትምህርቲ ስዓብ

እቲ ዓብዪ መምህር ዝዀነ የሆዋ፡ ብሉጽ ትምህርቲ የቕርበልና እዩ።