ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

1-7 ሚያዝያ

1 ቈረንቶስ 7-9

1-7 ሚያዝያ
  • መዝሙር 136ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ንጽል ምዃን ውህበት እዩ”፦ (10 ደቒቕ)

    • 1ቈረ 7:32—ንጽል ዝዀኑ ክርስትያናት ካብቲ ሓዳር ዜምጽኦ ጭንቀት ናጻ ዀይኖም ንየሆዋ ኼገልግልዎ ይኽእሉ እዮም (w11 15/1 17-18 ¶3)

    • 1ቈረ 7:33, 34—ምርዑዋት ክርስትያናት ‘ብዛዕባ እዛ ዓለም እዚኣ እዮም ዚጭነቑ’ (w08 15/7 27 ¶1)

    • 1ቈረ 7:37, 38—መንፈሳዊ ሸቶታት ምእንቲ ኺስዕቡ ኢሎም ንጽል ኰይኖም ዚነብሩ ክርስትያናት፡ ካብቶም ምርዑዋት ክርስትያናት ‘ዝሓሸ ይገብሩ’ (w96 15/10 12 ¶14)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • 1ቈረ 7:11—ሓደ ክርስትያን ኣብ ትሕቲ እንታይ ኵነታት እዩ ኻብ መጻምድቱ ኺፈላለ ኺውስን ዚኽእል፧ (lvs 251)

    • 1ቈረ 7:36—ክርስትያናት፡ እዋን ‘ብጽሕናኦም ምስ ሓለፈ’ ጥራይ ኪምርዓዉ ዘለዎም ስለምንታይ እዮም፧ (w00 15/7 31 ¶2)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) 1ቈረ 8:1-13 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 37

  • ንጽል ኴንካ ንእትነብሮ ናብራ ብዕዉት መገዲ ተጠቐመሉ(15 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያ። (ኣብ ትሕቲ ቪድዮታት፦ መጽሓፍ ቅዱስ) ድሕሪኡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ሕተቶም፦ ብዙሓት ንጽል ዝዀኑ ክርስትያናት እንታይ ብድሆታት እዩ ዜጋጥሞም፧ (1ቈረ 7:39) ጓል ይፍታሕ ሰናይ ኣብነት እትኸውን ብኸመይ እያ፧ የሆዋ ነቶም ብንጽህና ዚመላለሱ እንታይ እዩ ዚህቦም፧ (መዝ 84:11) ኣባላት ጉባኤ ንጽል ንዝዀኑ ኼተባብዕዎም ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧ ገለ ኻብቲ ንንጽል ክርስትያናት ተኸፊቱሎም ዘሎ እተፈላለየ መዳያት ኣገልግሎት እንታይ እዩ፧

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 14

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 79ን ጸሎትን