29 ሚያዝያ–5 ግንቦት
2 ቈረንቶስ 1-3
መዝሙር 44ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“የሆዋ—‘ኣምላኽ ኵሉ ምጽንናዕ’”፦ (10 ደቒቕ)
[መእተዊ 2 ቈረንቶስ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]
2ቈረ 1:3—የሆዋ “ኣቦ ርሕራሐ” እዩ (w17.07 13 ¶4)
2ቈረ 1:4—በቲ ኻብ ኣምላኽ እንረኽቦ ምጽንናዕ ንኻልኦት ነጸናንዕ ኢና (w17.07 15 ¶14)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
2ቈረ 1:22—እቲ ነፍሲ ወከፍ ቅቡእ ክርስትያን ካብ ኣምላኽ ዚቕበሎ “ዕርቡን”ን “ማሕተም”ን እንታይ እዩ፧ (w16.04 32)
2ቈረ 2:14-16—ሃዋርያ ጳውሎስ፡ “ዓጀባ ዓወት” ኪብል ከሎ፡ እንታይ እዩ ኣብ ኣእምሮኡ ሒዙ ነይሩ ኪኸውን ዚኽእል፧ (w10 1/8 23)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) 2ቈረ 3:1-18 (th መጽናዕቲ 10)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ኻልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።
ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 6)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) bhs 52-53 ¶3-4 (th መጽናዕቲ 8)
ክርስትያናዊ ህይወት
“መለኮታዊ ትምህርቲ ስዓብ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ትምህርቲ የሆዋ ብመንፈሳዊ መዳይ የሀብትም ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 17
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 78ን ጸሎትን