ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ሚያዝያ 2020

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

ኣምላኽ ንደቂ ሰብ ዘለዎ ዕላማን ብኸመይ ከም ዚፍጽሞን ዚገልጽ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት።

6-12 ሚያዝያ

ልብኻ ንበዓል ዝኽሪ ሞት ክርስቶስ ብኸመይ ከተዳሉ ትኽእል፧

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ያእቆብን ላባንን ኪዳን ሰላም ገበሩ

ምስ ካልኦት ሰላም ክትገብርን ሰላም ናብ ዝነበሮ ኽትመልስን እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

በረኸት ንምርካብ ትቃለስዶ ኣለኻ፧

በረኸት ኣምላኽ ምእንቲ ኽትረክብ፡ ክሳዕ ክንደይ ኢኻ ኽትጽዕር ዘሎካ፧

ክርስትያናዊ ህይወት

ልዕሊ ዅሉ ዜገድሰኒ እንታይ እዩ፧

ብዛዕባ ስራሕ ዝገበርካዮ ውሳነ፡ ቀዳምነት ብዛዕባ እትህቦ ነገር እንታይ ይሕብር፧

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ሳዕቤን ሕማቕ ዕርክነት

ጥዑያት ኣዕሩኽ ምዃኖም ወይ ዘይምዃኖም ክንውስን እንታይ ኪሕግዘና ይኽእል፧

ክርስትያናዊ ህይወት

“ጓኖት ኣማልኽቲ ኣርሕቑ”

ንየሆዋ ባህ ከተብሎን ካብ ጽልዋ እኩያት መንፈሳውያን ፍጥረታት ክትርሕቕ እትኽእልን ብኸመይ ኢኻ፧