ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዘፍጥረት 31

ያእቆብን ላባንን ኪዳን ሰላም ገበሩ

ያእቆብን ላባንን ኪዳን ሰላም ገበሩ

31:44-53

ያእቆብን ላባንን ኣእማን ዝጨርሑ ስለምንታይ እዮም፧

  • ኪዳን ሰላም ከም ዝገበሩ ንዅሎም ሓለፍቲ መገዲ ምስክር ምእንቲ ኪኸውን

  • ነቲ ኺዳን ሰላም ከም ዚሕልዉ የሆዋ ዚቋመት ምዃኑ ምእንቲ ኼዘኻኽሮም

ሎሚ፡ የሆዋ ንህዝቡ ሰላማዊ ርክብ ኪህልዎም ይጽበዮም እዩ። እዚ ሰለስተ ስጕምቲ፡ ሰላም ንምግባር ወይ ሰላም ናብ ዝነበሮ ንምምላስ ብኸመይ ይሕግዘና፧