ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

20-26 ሚያዝያ

ዘፍጥረት 32-33

20-26 ሚያዝያ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • በረኸት ንምርካብ ትቃለስዶ ኣለኻ፧”፦ (10 ደቒቕ)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)

    • ዘፍ 32:11, 13-15—ነቲ ያእቆብ ሰላም ንምግባር ዝገበሮ ሓያል ጻዕሪ ብኸመይ ክንቀድሖ ንኽእል፧ (w10 15/6 22 ¶10-11)

    • ዘፍ 33:20—ያእቆብ ነቲ መሰውኢ፡ “ኣምላኽ፡ ኣምላኽ እስራኤል” ኢሉ ዝሰመዮ ስለምንታይ እዩ፧ (it-1 980)

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ ኣምላኽ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘፍ 32:1-21 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ክርስትያናዊ ህይወት