ሳዕቤን ሕማቕ ዕርክነት
ንጐረባብትና፡ ንመሳርሕትና፡ ወይ ንመማህርትና ገለ ጽቡቕ ባህርያት ንርእየሎም ንኸውን። ግናኸ፡ ብሓቂዶ ጥዑያት ኣዕሩኽ እዮም፧ ምሳታቶም ዕርክነት ንምምስራት ወይ ንዘይምምስራት ክንውስን እንታይ ኪሕግዘና ይኽእል፧
-
ምሳታቶም ዘሎኒ ዕርክነት ነቲ ምስ የሆዋ ዘሎኒ ርክብ የመሓይሾ ድዩ፧
-
ዝርርቦም ብዛዕባ እቲ ዜገድሶም ነገር እንታይ እዩ ዚሕብር፧—ማቴ 12:34
ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሐተታ፦ ‘ኣዕሩኸይ ነቲ ምስ የሆዋ ዘሎኒ ርክብ ብኸመይ ይጸልውዎ፧’