ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

13-19 ሰነ

መዝሙር 38-44

13-19 ሰነ
  • መዝሙር 4ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 32

  • ወትሩ ጠምት ናብቲ ዓስቢ!፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ኣብ jw.org እትርከብ ዓርኪ የሆዋ ኹን—ወትሩ ጠምት ናብቲ ዓስቢ (መዝሙር 24) ዘርእስታ ቪድዮ ኣርኢ። (ኣብ ትሕቲ ሕታማት > ቪድዮታት ርአ።) [ነታ ቪድዮ እንተ ዘይረኺብካያ፡ ነታ ናይ እንግሊዝኛ ቪድዮ ብዘይ ድምጺ ወልዓያ እሞ፡ ኣሕዋት ብሙዚቃ ተሰንዮም ነታ መዝሙር ከም ዚዝምሩዋ ግበር።] ድሕሪኡ፡ ኣቐዲምካ ዝሓረኻዮም ቈልዑ ናብ መድረኽ ዓዲምካ፡ ብዛዕባ እታ ቪድዮ ነዘን ስዒበን ዘለዋ ሕቶታት ሕተቶም፦ ኣብ ገነት ዚህሉ ለውጥታት እንታይ እዩ፧ እንታይ በረኸታት ክትረክብ ኢኻ እትጽበ ዘለኻ፧ ብዛዕባ ተስፋኻ ምስትንታንካ ንኽትጻወር ዚሕግዘካ ብኸመይ እዩ፧—2ቈረ 4:18

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lv ምዕ. 11 ሕ.ጽ. 20-22፡ “ሓዳረይ ብኸመይ ከመሓይሾ እኽእል፧” ዘርእስታ ሳጹን

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 36ን ጸሎትን