ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ሰነ 2019
ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት
ድሕሪ ዳሕሮት መዓልታት ብኸመይ ከም እንነብር ዚገልጽ ንመርኣዪ ዚኸውን ተኸታታሊ ዝርርብ።
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
ንዓና ትርጉም ዘለዎ ‘ምሳልያዊ ዛንታ’
እተን ሳራን ኣጋርን ዝስመን ኣንስቲ ኣብርሃም ንምንታይ የመልክታ፧ ካብቲ ሓድሽ ኪዳን ብኸመይ ክትጥቀም ትኽእል፧
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ካብ ኣምላኽ ምሉእ ኣጽዋር ልበሱ”
ክርስትያናት ወተሃደራት እዮም። ንዅሉ ኣጽዋር ኣለልዮ እሞ ንምንታይ ከም ዜመልክት ግለጽ
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ብዛዕባ ገለ እኳ ኣይትጨነቑ”
ኣብዘን ዳሕሮት መዓልትታ ጠንቅታት ጭንቀት ከቢቡና ይርከብ። ንጭንቀትካ ኺንክዮ ዚኽእል እንታይ እዩ፧