ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

10-16 ሰነ

ኤፌሶን 1-3

10-16 ሰነ
  • መዝሙር 112ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ምምሕዳር የሆዋን ዕዮኡን”፦ (10 ደቒቕ)

    • [መእተዊ ኤፌሶን ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ።]

    • ኤፌ 1:8, 9—“ቅዱስ ምስጢር” ንመሲሓዊት መንግስቲ ኣምላኽ የጠቓልል (it-2 837 ¶4)

    • ኤፌ 1:10—የሆዋ ንዅሎም መስተውዓልቲ ፍጡራቱ ብሓደ የሕብሮም (w12 15/7 27-28 ¶3-4)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ኤፌ 3:13—እቲ ንጳውሎስ ዝበጽሖ ጸበባ ነቶም ኣብ ኤፌሶን ዝነበሩ ክርስትያናት “ክብሪ” ዝነበረ ብኸመይ እዩ፧ (w13 15/2 28 ¶15)

    • ኤፌ 3:19—‘ንፍቕሪ ክርስቶስ’ ብኸመይ ክንፈልጣ ንኽእል፧ (cl 299 ¶21)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ኤፌ 1:1-14 (th መጽናዕቲ 5)

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ክርስትያናዊ ህይወት