ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኤፌሶን 1-3

ምምሕዳር የሆዋን ዕዮኡን

ምምሕዳር የሆዋን ዕዮኡን

1:8-10

ምምሕዳር የሆዋ ንዅሎም መስተውዓልቲ ፍጡራቱ ሓደ ዚገብር መሰናድዎ እዩ።

  • ንቕቡኣት ክርስትያናት ምስቲ መንፈሳዊ ርእሶም ዝዀነ የሱስ ክርስቶስ ንሰማያዊ ህይወት የዳልዎም

  • ነቶም ኣብ ምድሪ ዚነብሩ ብመሲሓዊት መንግስቲ ኣምላኽ ኪመሓደሩ የዳልዎም

ንሓድነት ውድብ የሆዋ ኣበርክቶ ኽገብረሉ ዝኽእል ገለ መገድታት እንታይ እዩ፧