17-23 ሰነ
ኤፌሶን 4-6
መዝሙር 71ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ካብ ኣምላኽ ምሉእ ኣጽዋር ልበሱ”፦ (10 ደቒቕ)
ኤፌ 6:11-13—ካብቲ ኻብ ሰይጣንን ኣጋንንቱን ንዚፍኖ መጥቓዕቲ ዕቝባ የድልየና (w18.05 27 ¶1)
ኤፌ 6:14, 15—ንርእስኻ ብሓቅን ብጽድቅን ብብስራት ሰላምን ጌርካ ተኸላኸለላ (w18.05 28-29 ¶4, 7, 10)
ኤፌ 6:16, 17—ንርእስኻ ብእምነትን ብተስፋ ድሕነትን ብቓል ኣምላኽን ጌርካ ተኸላኸለላ (w18.05 29-31 ¶13, 16, 20)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ኤፌ 4:17-32 (th መጽናዕቲ 10)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ቐዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።
ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 6)
ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ነታ መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋሊጥካ ተመያየጠላ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ) (th መጽናዕቲ 8)
ክርስትያናዊ ህይወት
“የሆዋ ብዛዕባ እዚ እንታይ ኣረኣእያ ኣለዎ፧”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ፍቓድ የሆዋ ብቐጻሊ ኣስተውዕሉ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። (ዘሌ 19:18)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 23፡ “ኣጋንንቲ ዝሓደርዎ” ዘርእስታ ሳጹን
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 140ን ጸሎትን