ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ኤፌሶን 4-6

“ካብ ኣምላኽ ምሉእ ኣጽዋር ልበሱ”

“ካብ ኣምላኽ ምሉእ ኣጽዋር ልበሱ”

6:11-17

ሃዋርያ ጳውሎስ ንክርስትያናት ምስ ዚቃለሱ ወተሃደራት ኣመሳሲልዎም ኣሎ። ጸላእትና “እኩያት መናፍስቲ” እዮም። ድኹማትን ተኣፈፍትን ንመስል እኳ እንተ ዀንና፡ ‘ካብ ኣምላኽ ምሉእ ኣጽዋር እንተ ለቢስና’ ግና ብሓገዝ የሆዋ ኣብቲ ውግእ ክንዕወት ንኽእል ኢና።

ንዅሉ ኣጽዋር ኣለልዮ እሞ ንምንታይ ከም ዜመልክት ግለጽ

ንምስትንታን ዚኸውን፦ ኣጽዋረይ ምሉእ ድዩ፧