ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

24-30 ሰነ

ፊልጲ 1-4

24-30 ሰነ
  • መዝሙር 33ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 45

  • ንርእስኻ ባዕልኻ ዲኻ እትቈጻጸራ፡ ወይስ ኤለክትሮኒካዊ መሳርሒታትካ፧፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያ። ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት መልሶ፦ ኤለክትሮኒካዊ መሳርሒታት ጠቓሚ ዝዀነ ብኸመይ እዩ፧ ውሉፍ ኤለክትሮኒካዊ መሳርሒታት ምዃን እንታይ ጕድኣት ኣለዎ፧ ወልፊ ኤለክትሮኒካዊ መሳርሒታት ከም ዘሎካ ብኸመይ ክትፈልጥ ትኽእል፧ ‘እቲ ዚሓይሽ ምእንቲ ኽትምርምር’ እንታይ ግብራዊ ስጕምትታት ክትወስድ ትኽእል፧ (ፊል 1:10)

  • መዘናግዒኻ ብጥበብ ምረጽ”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ እንታይ ዓይነት መዘናግዒ ኽመርጽ ኣሎኒ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 24

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 58ን ጸሎትን