ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ፊልጲ 1-4

“ብዛዕባ ገለ እኳ ኣይትጨነቑ”

“ብዛዕባ ገለ እኳ ኣይትጨነቑ”

4:6, 7

  • ጸሎት፡ ፈውሲ ጭንቀት እዩ

  • ብእምነት እንተ ጸሊና፡ የሆዋ ነቲ ኻብ “ኵሉ ሓሳብ ዚበልጽ” ሰላም ኪህበና እዩ

  • እቲ ዘጋጠመና ጸገማት መፍትሒ ዘይብሉ ዀይኑ እኳ እንተ ተሰምዓና፡ ንምጽዋሩ የሆዋ ኺሕግዘና ይኽእል እዩ። ዘይተጸበናዮ ነገር እውን ከይተረፈ ኺገብረልና ይኽእል እዩ።—1ቈረ 10:13