29 ሰነ–5 ሓምለ
ዘጸኣት 4-5
መዝሙር 3ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ክትዛረብ ከለኻ ምሳኻ ክኸውን እየ”፦ (10 ደቒቕ)
ዘጸ 4:10, 13—ሙሴ ነቲ እተዋህቦ ዕዮ ዘይበቅዕ ኰይኑ ተሰምዖ (w10 15/10 13-14)
ዘጸ 4:11, 12—የሆዋ ኸም ዚሕግዞ ኣረጋገጸሉ (w14 15/4 9 ¶5-6)
ዘጸ 4:14, 15—የሆዋ ንሙሴ ምእንቲ ኺሕግዞ ንኣሮን መዘዞ (w10 15/10 14)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ዘጸ 4:24-26—ጺጶራ ንየሆዋ “ናይ ደም መርዓዊ” ዝበለቶ ስለምንታይ እያ፧ (w04 15/3 28 ¶4)
ዘጸ 5:2—ፈርኦን ንየሆዋ ዘይፈለጦ ብኸመይ እዩ፧ (it-2 12 ¶5)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ ኣምላኽ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘጸ 4:1-17 (th መጽናዕቲ 12)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ናብ ኣኼባታትና ዓድሞ። (th መጽናዕቲ 2)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ንመጽናዕቲ ዚኸውን ሕታም ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 4)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) bhs 100 ¶15-16 (th መጽናዕቲ 8)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት ብኸመይ ከም እትጥቀመሉ”፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ።
“ክትሰብኽን ክትምህርን ትኽእል ኢኻ!”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ትብዑ!—ኣቱም ኣስፋሕቲ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) jy ምዕ. 71
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
መዝሙር 34ን ጸሎትን