ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ዚርከቡ ወለዲ ንደቆም ይምህርዎም

ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ሰነ 2018

ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት

ብዛዕባ ትንቢታት መጽሓፍ ቅዱስን ዳሕሮት መዓልትታትን ዚገልጽ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

የሱስ ትንቢት ፈጺሙ

ነቲ ኣብ ህይወት የሱስ ዘጋጠመ ፍጻመታት ምስቲ እተፈጸመ ትንቢታት ኣዛምዶ።

ክርስትያናዊ ህይወት

ኣስኣሰር ክርስቶስ ስዓብ

የሱስ፡ ብፍላይ ፈተናታት ወይ መስጐጕቲ ኼጋጥመና ኸሎ ኽንስዕቦ ዘሎና ኣብነት ሓዲጉልና እዩ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ንትሕትና ማርያም ቅድሓዮ

የሆዋ ንማርያም ቅድሚኡ ዝዀነ ይኹን ሰብ ረኺብዎ ንዘይፈልጥ ሓላፍነት ዝመረጻ፡ ኣዝዩ ፍሉይ ዝንባለ ልቢ ስለ ዝነበራ እዩ።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ኣቱም መንእሰያት፡ ብመንፈሳዊ መዳይ ትዓብዩዶ ኣለኹም፧

የሱስ ንየሆዋ የገልግሎን ንወለዱ የኽብሮምን ስለ ዝነበረ፡ ሰናይ ኣብነት ሓዲጉ እዩ።

ክርስትያናዊ ህይወት

ኣቱም ወለዲ፡ ንደቅኹም ዕዉታት ኪዀኑ ሓግዝዎም

ደቅኹም እሙናት ኣገልገልቲ የሆዋ ምእንቲ ኪዀኑ ንዚረኸብኩምዎ ኣጋጣሚ ዅሉ ተጠቒምኩም ክትምህርዎም ትኽእሉ ኢኹም።

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ከም የሱስ ንፈተናታት ተቓወሞ

የሱስ ልሙድ ንዝዀነ ሰለስተ ፈተና ንምቅዋም እንታይ ሓያል ኣጽዋር እዩ ተጠቒሙ፧

ክርስትያናዊ ህይወት

ካብ መፈንጠራ ማሕበራዊ መራኸቢታት ተጠንቀቕ

ልክዕ ከም መብዛሕትኡ ናውቲ፡ ማሕበራዊ መራኸቢታት እውን ጐዳኢ ወይ ጠቓሚ ኪኸውን ይኽእል እዩ። ነቲ መፈንጠራታት ኣለሊኻ ምእንቲ ኸተወግዶ፡ ኣብ ቃል ኣምላኽ ንዚርከብ መሰረታዊ ስርዓታት ተጠቐም።