18-24 ሰነ
ሉቃስ 2-3
መዝሙር 133ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ኣቱም መንእሰያት፡ ብመንፈሳዊ መዳይ ትዓብዩዶ ኣለኹም፧”፦ (10 ደቒቕ)
ሉቃ 2:41, 42—የሱስ ምስ ወለዱ ዀይኑ ኣብቲ በብዓመቱ ዚኽበር በዓል ፋስጋ ተኣከበ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ ኣብ ሉቃ 2:41)
ሉቃ 2:46, 47—የሱስ ነቶም መራሕቲ ሃይማኖት ሰምዖም፡ ሕቶታት ድማ ሓተቶም (nwtsty፡ ነጥብታት መጽናዕቲ)
ሉቃ 2:51, 52—የሱስ ንወለዱ “ይእዘዞም” ነበረ፣ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽን ሰብን ከኣ ሞገስ ረኸበ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ሉቃ 2:1-20
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ኣብ ክልኻ ልሙድ ንዝዀነ ሓደ ተቓውሞ ድማ ምላሽ ሃበሉ።
ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።
መደረ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) w14 15/2 26-27—ፍረ ነገር፦ ኣብ ቀዳማይ ዘመን ዝነበሩ ኣይሁድ፡ ንመሲሕ ‘ንኺጽበይዎ’ እንታይ መሰረት ነይርዎም፧
ክርስትያናዊ ህይወት
“ኣቱም ወለዲ፡ ንደቅኹም ዕዉታት ኪዀኑ ሓግዝዎም”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ንዅሉ ኣጋጣሚ ተጠቒሞምሉ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 13 ሕ.ጽ. 33-34፡ “ንስብከት መንግስቲ ኣምላኽ ዘደንፍዐ ኣገዳሲ ዓወታት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ” ዘርእስታ ሳጹን፡ “ንመንግስቲ ኣምላኽ ክሳዕ ክንደይ ኢኻ ኸም ናይ ሓቂ ጌርካ እትርእያ፧” ዘርእስታ ሳጹን ክለሳ
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 71ን ጸሎትን