ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ሉቃስ 2-3

ኣቱም መንእሰያት፡ ብመንፈሳዊ መዳይ ትዓብዩዶ ኣለኹም፧

ኣቱም መንእሰያት፡ ብመንፈሳዊ መዳይ ትዓብዩዶ ኣለኹም፧

የሱስ ካብ ቍልዕነቱ ኣትሒዙ ንየሆዋ የገልግሎን ንወለዱ የኽብሮምን ስለ ዝነበረ፡ ሰናይ ኣብነት ሓዲጉ እዩ።

ኣቱም መንእሰያት፡ በዚ ዚስዕብ መዳያት ንየሱስ ክትመስልዎ እትኽእሉ ብኸመይ ኢኹም፧

  • 2:41, 42

    ኣብ መንፈሳዊ ንጥፈታት ብምክፋል፦

  • 2:46, 47

    መንፈሳዊ ፍልጠትኩም ብምዕባይ፦

  • 2:51, 52

    ንወለድኹም ብምኽባር፦