ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

25 ሰነ–1 ሓምለ

ሉቃስ 4-5

25 ሰነ–1 ሓምለ
  • መዝሙር 37ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ከም የሱስ ንፈተናታት ተቓወሞ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ሉቃ 4:1-4—የሱስ ብስጋዊ ትምኒት ኣይተሰነፈን (w13 15/8 25 ¶8)

    • ሉቃ 4:5-8—የሱስ ብትምኒት ኣዒንቲ ኣይተሓብለን (w13 15/8 25 ¶10)

    • ሉቃ 4:9-12—የሱስ በቲ መንነቱ ኼርኢ ዝቐረበሉ ፈተና ኣይተሰነፈን [ነታ ላዕለዋይ ጫፍ መንደቕ ቤተ መቕደስ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ።] (nwtsty፡ ሚድያw13 15/8 26 ¶12)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ሉቃ 4:17—የሱስ፡ ቃል ኣምላኽ ኣጸቢቑ ይፈልጥ ከም ዝነበረ ዜርኢ እንታይ እዩ፧ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ሉቃ 4:25—እቲ ብግዜ ኤልያስ ዝነበረ ደርቂ ንኽንደይ ዚኣክል ግዜ እዩ ጸኒሑ፧ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ሉቃ 4:31-44

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ካርድ ኣድራሻ JW.ORG ሃብ።

  • ሳልሳይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ናይ ርእስኻ ጥቕሲ ምረጽ። ድሕሪኡ ንመጽናዕቲ ዚኸውን ሕታም ዓድል።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) jl ትምህርቲ 28

ክርስትያናዊ ህይወት