ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ሉቃስ 4-5

ከም የሱስ ንፈተናታት ተቓወሞ

ከም የሱስ ንፈተናታት ተቓወሞ

ሰይጣን ንትምኒት ልብና ብምብልሻው ነቲ ምስ የሆዋ ዘሎና ርክብ ኪበትኮ ይጽዕር እዩ። ንሜላታቱ ድማ ምስቲ ነፍሲ ወከፍ ሰብ ዘለዎ ዝንባለን ኵነታትን እዩ ዜሰማምዖ።

የሱስ ልሙድ ንዝዀነ ሰለስተ ፈተና ንምቅዋም እንታይ ሓያል ኣጽዋር እዩ ተጠቒሙ፧ (እብ 4:12፣ 1ዮሃ 2:15, 16) ኣብነቱ ኽስዕብ ዝኽእል ብኸመይ እየ፧

  • 4:1-4

    “ትምኒት ስጋ”

  • 4:5-8

    “ትምኒት ኣዒንቲ”

  • 4:9-12

    “መነባብሮኻ ርኣዩለይ ምባል”