ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

4-10 ሰነ

ማርቆስ 15-16

4-10 ሰነ
  • መዝሙር 95ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • የሱስ ትንቢት ፈጺሙ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ማር 15:3-5—ምስ ተኸስሰ ስቕ በለ

    • ማር 15:24, 29, 30—ንኽዳውንቱ ዕጫ ኣውደቑሉ ኸምኡ እውን ኣላገጽሉ (nwtsty፡ ነጥብታት መጽናዕቲ ኣብ ማር 15:24, 29)

    • ማር 15:43, 46—ምስ ሃብታማት ተቐብረ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ ኣብ ማር 15:43)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ማር 15:25—የሱስ እተሰቕለሉ ግዜ ብዚምልከት እተፈላለየ ጸብጻብ ዘሎ ስለምንታይ እዩ፧ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ማር 16:8ትርጉም ሓዳስ ዓለም፡ ኣብ ቀንዲ ጽሑፍ ወንጌል ማርቆስ፡ ነዊሕ ወይ ሓጺር መደምደምታ ዘየጠቓልል ስለምንታይ እዩ፧ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ማር 15:1-15

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) jl ትምህርቲ 2

ክርስትያናዊ ህይወት